Om Eben Ezer

ኤበን ኤዘር ሕብረት ብ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን የሕዋት ምስ ፒንግስት ኢምዮ ዝተመስረተት ኢየሱስ ክርስቶስ ዘማእከለት ቤተ ክርስቲያን እያ። ሰባት ናብ ኣምላኽ ክቐርቡ ሕብረት ክረኽቡን ኣብ መንፈሳዊ ናብርኦም ክዓብዩሉ ዝኽእሉ ኣገልግሎታት ንቕርብ።

 

ብኣገልግሎት፣ ብጸሎት፣ ብዝማሬ፣ ብትምህርቲን ብሕብረትን ኣቢልና ፍቕሪ ኣምላኽን ወንጌል ኢየሱስ ክርስቶስን ንምህር።

ቀዳም ሰዓት 11:00 ኣገልግሎትና ንጅምር። ኣብ ሶኑይ፣ ሶሉስን ሮቡዕን ንትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስን ጾም ጸሎትን ንሓብር።

ንኹሉ ሰብ፣ ዝኾነ ይኹን ድሕረ ባይታ፣ ናብ ሕብረት ኤበን ኤዘር ንዕድም።

ኤበን ኤዘር – ኣምላኽ ሓጋዚና እዩ።

 

Eben Ezer Church är en eritreansk och etiopisk kristen församling i Umeå tillsammans med Pingst Umeå. Vi samlas för gudstjänst, bön, bibelstudier och kristen gemenskap. Våra gudstjänster hålls på tigrinja och amhariska och är öppna för alla. Vi vill skapa en gemenskap där människor kan växa i sin tro och lära känna Jesus Kristus.

Vår gemenskap

Välkommen att dela gudstjänst, bön, bibelstudier och gemenskap med oss i Umeå.